ገለልተኛዝኮነደገፍንምክርንንመናእሰይ። ምስመናእሰይስደተኛታት፣ዜግነትትደልዮንተሰዲትኩምአብኢንግላንድሃገርበዘይቤተሰብእትነብሩንአብክሊ 25 ዕድመትርከቡንናይግልጋሎትማሕበራዊውሕስናተጠቀምቲዝኮንኩምክሕግዝዝክእልእዪ።
- ብዛዕባመሰረታዊሰበአዊመሰልንዝግበኣኩምጥቅምን
- ናይማሕበራዊንናይውልቀንካልኦትሰብሞያታትክሰምዕኩምንመሕጋዝእዩ።
- ብተመሳሳሊድማበዝወሃብግልጋሎትእንተዘይዓጊብኩምጥርዓንምቅራብይካኣልምካኑእዩ።
በነፃመሰመርናደወልኩምክትረክቡናትክእሉኢኩምናዓኩምብዝጥዕምክነዘራረበኩምእትክእልዎቋንቋፂሒፋኩምላኣኩልና።
በዚኣብታሕቲዘሎኣድራሻክትረክቡናትክእሉ፡
መልእክትኩም፡07758 670369 (8-12p ንሐንቲመልእክቲ)
ዋትሳብ፡07758 670369 (ካብ 16ዓመትዕድመንላዕሊ)
ግልጋሎትናክፍቲዝኮነሉድማካብሶኒከሳብዓርቢካብሰዓት 9:30 ቅድሚሰዓትከሳብ 6፡00 ድሕሪስዓትቀደምድማካብ 10፡00 ቅድሚሰዓትከሳብ 4:00 ድሕሪቀትሪ።